ኣብዛ ኮርስ ዘሎ ትምህርቲ

Course curriculum

  • 1

    Introduction to Investment

    • ምውፋርን ፈልሲ ገረብ ምትካልን ?

    • ቓንቃ ናይ እስቶክ ማርኬት

    • ስለምንታይ ምውፍሪ ይበልጽ ካብ ምውህላል!

    • ቕድሚ ምውፋርካ ክትገብሮም ዘለካ?

    • ዝበለጸ ምኽሪ ካብ (Warren Buffett)

    • እታ ዓባይ ስእሊ

    • ትጽቢታት መኽሰብ

    • ሓገዝቲ Materials.

  • 2

    መሰረት Fundamentals

    • Bonds

    • Stocks

    • ከምይ ገርካ stock Quote ተንብቦ

    • ረብሓኻ ተለልየሉ ሜላ ( Capital gain/Dividends )

    • Compound Interest.( ወለድ ኣብ ርእሲ ወለድ)

    • Investment Calculator

    • ሓገዝቲ Materials

  • 3

    ውጥን ምውፋር ( Investment Strategy)

    • ብኸመይ ንፈልጦ ኽሳራን መኽሰብን ( Risk & Reward)

    • Asset Allocation ( ወፍርታትካ ዘለዎ)

    • ብኸመይ Risk ተጉድሎ ( Diversification )

    • ስለምንታይ እስቶክ ማርኬት ክራሽ ይኸውን

    • መኽሰባት ተብዝሓሉ ግዜ ( buy the dip)

    • Support Materials

  • 4

    ምርጫ ወፍርታት

    • Index Fund (Etf) Mutual Fund

    • Etf ( Index Fund)

    • Mutual Fund

  • 5

    Setting up Your Account

    • Choose Your Broker

    • Bank/Rob Advisor

    • ወፍሪታትካ ተመሓድረሉ ኣገባብ

    • Setting Allocation

    • Open Questrade Account

    • 1st Investment Purchasing

    • Final

    • Bonus

Watch Intro Video

Watch Video

^ንሓበሬታ ኣብዚኣ ቪድዮ ጠውቕ ^

Testimonials

Stock Market Course In Tigrinya

Teklezgi Tsegay

Canada

Hi Makele, I really appreciate you. I find this course mind-blowing, supportive, source full, achievable, knowledgeable. I recommend all to purchase and growth you financial income!!

Ablel Zaid

London UK

I really wanted to appreciate you for offering your time to teach us in YouTube and also in your website and it has been really productive and interesting topic. I took the lesson about stock market in Which you have prepared for us and i am super happy that i made that decision as it's been become a life changing lesson in my life.i would love to tell you that i am a huge fan of ERI YOUNG INVESTOR

Hagos Habte

Norway

ብመጀመርታ ክብርን ሰላምን ጥዓናን ይምነየልካ ክብር ሃውና ማከለ በዚ ኣጋታሚ ከይመስገንኩካ ከሃለፍ ኣይደልን ምክናይቶ በቲ ዝሃብካኒ ናይ ስቶክ ማርከት ኮሩስ ኣብ ሂወተይ ዓቢ ለውጢ ስለዝገበርካ ደጊመ ከመስግነካ ይፈቶ በዓቢኦ ከኣ ኣብ ናይ ወፍሪ ዘለኒ ኣረዳዳአ ማዕረ ክንደይ ኣገዳሲ ምካኑ ኣብዚ ኮሩስ ናትካ ምስ ወሰድኩ ኢየ ዝያዳ ክዓቢ ኪኢለ ከምኡ ዋን ኣብ YouTube ተከታታሊ ናትካ ኢየ ብዙህ ኢካ ተንቅሃና ዘለካ ኣሞ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ በዚ ኣጋጣሚ ኩላትኩም ተካታቲልቲ ናይ ማከለ ኣብቲ ናቱ ወብሳይት ኣቲኩም ኮሩስ ክትወስዶ ይምሕጸነኩም ምክንያቱ ኣቲ ኮሩስ ኩሉ ካብ ዝደቀቀ ክሳብ ኣቲ ዝለኣለ ብውሕሉል ኣጋባብ ኢዩ ኣቅሪብዎ ዘሎ ርገጸና ኢየ በቲ ኣቅሪብዎ ዘሎ ኩሩስ ዕጉባት ከም ትኮኖ ምኽኝያቶ ኣነ ካብቲ ዝተጸበክዎ ንላዕሊ ኮይኖ ስለዝጸንሃኒ ኢየ።

Gere Kiros

Canada

ብመብመጀመርያ ናይ ዘመንና ብሉጽ ሰብ ካብ ፍልጠትካን ተመክሮኻን ብምክፋል ኣተሓሳስባ ሕብረተሰብና ንምቅያር ዓቢ ኣበርክቶ እትገብር ዘሎኻ ኩቡር ሓውና ማእከለ ብልቢ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣነ ዝወሰድክዎ ትምህርቲ "ኣብ ወፍሪ ስቶክ ማርኬት ኮይኑ ገንዘበይ ከመይ ገይረ ከምዘዋፍሮን ከምዘማሕድሮን ብዘዳለኻልና ትምህርቲ ምስናይ ኣገላልጻን ምቅሉል ኣማሃህራን ብጠዓሚ ዘደንቕ"ዩ ። ከምኡውን ብወልቀይ ኣብ እስቶክ ማርኬት ኣዋፊረ ኣለኹ ብጣዓሚ ካኣ ለውጢ ረኺበሉ። ካልኦት ኣሕዋተይ ድማ ፋይናንሳዊ ትምህርቲ ክትቀስሙን፡ ክትዓብዩን ፡ክትልወጡን ንእትደልዩን እዚ ኮርስ ንኽትወስድዎ የተባበዓኩም። እዚ ዝዛረቦ ዘሎኹ 99.9% ርግጸኛ ኮይነ እየ ዝዛረብ ዘሎኩ። ብልቢ እዚ ዕድል'ዚ ናብ ረብሓና ነውዕሎ። Thanks G.

Selam Haile

Sweden

ካብ ልቢ የቐንየለይ ማእከለ ስለ እቲ ተገዲስካ ንህዝቢ ከተንቅሕን, ከተማዕብልን, ኣብ ናይ ገንዘብ ቁጠባዊ ሓርነት ዘለዎ ኣረዳድኣ ከስፍሕን ዝገበርካ. ካብ መጀመርታ ኣብ YouTube የ መደብካ ተኸታቲለዮ ምስ ፈተኽዎ ከኣ ናብዚ ኮርስ ክጅምር ወሲነ ናይ በሓቂ ካብ ትጽቢተይ ንላዕሊ ጸኒሑኒ። እቲ ቐንዲ ዝሰሓበኒ ካብዚ ትምህርቲ ኩሉ ፕራክቲካል ሙኻኑ ንኽርዳኦ ኣይጸገመንን። ድሕሪ እዚ ትምህርቲ ምውድአይ ባዕለይ ናተይ portfolio ክሰርሕን ከመኡ ወን ኣብ እስቶክ ማርኬት ብርእሰ ተኣማንነት ከውፍር ክኢለ ኣለኹ። ደጊመ ደጋጊመ የቐንየለይ። ሰላም ሃይለ!

Titi Asemelash

መጀመርታ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን። ኣብ ሂወትካ ዓወት ይምነየልካ። ብትገብሮ ዘለኻ ብሉጽ ስራሕ ስፍሃት ዘልዎ ሓጋዝን መሃርን ኮይኑ ረኺበዮ። እዚ ክብል ከለኹ ምስ ካልእ ዝወሰድክዎ ብምውድዳር እየ። ኣብ ወፍሪ እስቶክ ማርኬት መሰረታዊ ነገራትን እኹል መረዳእታን ዘለዎ ትምህርቲ'ዩ። ካብ መባእታዊ ናብ ኣዋፋሪ ዘሰጋግር ደርጃ ዘለዎ ኮርስ ኮይኑ ረኺበዮ ኣለኹ። ከማኻ መሃርትን ኣማእዘንቲ መንእሰያትን የብዝሓዮም። ደጊመ የቐንየለይ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ዕቤትን ይምነየልካ🙏👍

Natsnet Kesete

Canada

Thank you maekele for the opportunity, I have gained a lot of information from this course. Now I'm confident to invest in the stock market by my self. I am so happy for the determination I've made to take your course. My suggestion to all people out there is to jump in and start invest in yourself.

Mohammed

It’s very interesting and the way you have explained it very attractive, keep it up brother

Flimon Embaye

Canada

Good Job Maekele Hawey. 100 kab 100 Thanks so much.

Brhane misael

Canada

ብቐዳምነት ብልቢ የመስግነካ ማእከለ ሓወይ ነዚ ዕድል ዝፈጠርካልና። ብምቕጻል ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ ካብ ዓሳ ዝህቡኻ ኣጋፍፋ ዓሳ እንተዝምህሩኻ ድዩ ዝበሃል ኣነ ውን እዚ ትምህርቲ ከምኡ ረኺበዮ። ብጠዓሚ ሓጋዝን መራሒ መገድን አሞ ኸኣ ናይ ዕቤት መገዲ። ነዓና ጥራይ ዘይኮነስ ወላ ነቶም ንወልዶም ደቕና ኣብነት ኮይኖም ዝገብር ትምህርቲ ኮይኑ ረኺበዮ። ብርሃነ ምሳኤል
  • $200.00

    $200.00Online Stock Market Course In Tigrinya

    Buy Now
  • $249.00

    $249.00Online Stock Market Course In Tigrinya Express

    Buy Now

ሕጂ'ዩ እቲ ግዜ

እቲ ዝበለጸ ግዜ ገንዘብ ከተዋፍር ኣብ Stock Market ቕድሚ 10 ዓመት ነይሩ፣ እቲ ካልኣይ ግዜ ዝበለጸ ድማ ሕጂ ኢዩ።

The more you learn,,,,,,,,, The more you earn.......

Join My Course

We will take you from zero to being a successful investor.

Hi, I'm Maekele

Investor, Youtuber, Small business Owner.

Maekele Abrham

ስመይ ማእከል ኣብርሃም ይበሃል። ተቐማጢ ካናዳ ኢየ። ኣዋፋሪ ( Investor) ኣብ Stock Marketን፣ Small Business Owner, ከምኡ ውን ኣብ YouTube ( Eri Young Investor ) Channel 'ብዙሕ ትምህርቲ ናይ እስቶክ ማርኬት የቕርብ ክሳብ ሕጂ ንብዙሓት ሰባት ብውልቅን ብግሩፕን ሓጊዘ ኣለኹ።እብ ካናዳ (CSC) Canadian Securities, ተማሂረ። ከምኡ ውን ኣፍልጦይ ንምዕባይ ብዙሕ ዓበይቲ Courses , ሰሚናራት፣ መጽሓፍትን ወሲድ ። ዝብዝሐ ግዜ ኣብ Stock Market Investment የ ዘሕልፎ። ካብ ዝተመሃርክዎን፣ ተመኩረይን፣ ኩሉ ብዛዕባ ምውፋር ኣብ Stock Market ክትፈልጥዎ ትደልዩ ክምህረኩም ኢየ።